Fana: At a Speed of Life!

መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣከባብራ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ።

ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ሃዋሳ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ ኢሉ።

እቲ በዓል “ሕብረ ብሔራዊ አንድነት ለዘላቂ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ምቅርራብ፣ ሓድነትን ናይ ሓባር ክብሪን ብዘጠናኽሩ ኩነታት ከምዝኽበር ኣብሪሁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.