Fana: At a Speed of Life!

መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ “ጠንካራ ስርዓተ ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ተምህርቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ።

እቲ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ ኣብ ኣፈፃፅማን ሓፈሻዊ ኣካይዳን ላዕላዎት ትካላት ትምህርቲ ብዝምልከት ዘተ ክግበር ኢዩ።

ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓውዲታት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክሳብ ሐዚ ዘለዎ ጉዕዞን ንቐፃሊ ዘህሊ ኣንፈትን ብዕምቆት ክርአይ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.