Fana: At a Speed of Life!

ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ 2024 ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣብ ዝካየድ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ንሪፐብሊካን ወኪሎም ዳግም ከምዝወዳደሩ ኣፍሊጦም።

ዶናልድ ትራምፕ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2020 ብጆ ባይደን ተሳዒም ኣብ 2021 መንበረ ስልጣኖም ብዕሊከምዘረከቡ ይዝከር፡፡

“ንኣሜሪካ ከም ብሓዱሽ ዓባይ ንግበራ” ብዝብል ምንቅስቓሶም ዝፍለጡ ሪፐብሊካን ዶናልድ ትራምፕ÷ ፍሎሪዳ ኣብ ዝርከብ መነበሪ ገዝኦም ማር-ኣ-ላጎ ኮይኖምንሳልሳይ ግዘ ንምውድዳር ድሌት ከምዘለዎም ዕላዊ ምግባሮም ፎክስ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.