Fana: At a Speed of Life!

ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናውቲታት ሕክምና ዝፀዓና ክልተ ተሽከርከርቲ መቐለ ኣትየን።

እተን ተሽከርከርቲ ናይ ህፁፅ እዋንን ቀዳማይ ሬዲኤት ሕክምናን ንምሃብ ዘኽእሉ ናውቲታት ሒዘን ከምዝኣተዋ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።

እቶም መድሓኒታት ህፁፅ ረድኤት ሕክምና ንዘድልዮም ወገናት ከመዘኾኑ ተገሊፁ።

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት እውን ካልኦት ተወሰኽቲ ደገፋት ናብ ትግራይ ከምዝኣተዉ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.