Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወሎ  1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ  ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ አውን የመርቕ ኣሎ።

ካብቶም ተመረቕቲ እተን 332 ደቂ ኣንስቲዮ ከምዝኾና ድማ ተሓቢሩ።

ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣሕመዲን መሃመድ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ወሎ   መንገሻ አየነ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ተረኺቦም።

ብዘሩ ከፈለኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.