Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ።

ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን ይሳተፍን ይሕግዘን ከምዘሎ ተገሊፁ።

ዝራእቲ ብምእካብ ውላድ ህዝቢ ከምዝኾነ ዳግም የመስክር ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ዝዓሰለ ንፋስ ሰላም ናይቲ ክልል ህዝቢ ናብ ስሩዕ ናብርኡ ንክምለስ በሪ ከምዝኸፈተሉ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.