Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ  ከቲሙ።

እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

እቲ ማእኸል፥ ፀገም ክፍለ ኢኮኖሚ ዕደና ዝፈትሕን ፅርየት መመዓደን ሃገርና ክብ ዘበል ኣብ ዕዳጋ ዓለም ተነሓናሕነት ዘውስኽ ኢዩ ተባሂሉ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.