Fana: At a Speed of Life!

ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ከምዝጀመሩ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ።

ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ዞባ ሰሜን ጎንደር ከምዝገለፆ÷ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት እቲ ዞባ ተመዛቢሎም ዝነበሩ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም፡፡

ልዕሊ ሓደ ዓመት ተመዛቢሎም ዝፀንሒ ልዕለ 140 ሺሕ ወገናት ማሕበረሰብ ከተማ ደባርቕ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ትካላትን ሓገዝ እናገበሩ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.