Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.