Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ

ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብ ኣብኡ ኣይተ መሓመድ ሙሣን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፋጡማ ዓሊ ኣብ 1940 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ገንደ ቆሬ ከምዝተወለደ ታሪኽ ህይወቱ ይገልፅ።

ኣብ ዝሓለፉ 60 ዓማውቲ ንሙይኡ ዝነበረ እዚ ኣርቲስት፥ ካብ ዩንቨርስቲታት ድሬዳዋን ጅማን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተበርኪቱሉ ኢዩ።

ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ሕክምና ሓገዝ እንትግበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ 27 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ኣብ መበል 75 ዕድሚኡ ካብዚ ዓለም ተፈሊዩ።

ኣርቲስት ዓሊ ቢራ መስ ወይዘሮ ሊሊ ማርቆስ ሓዳር ብምምስራት ይነብር ነይሩ።

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.