Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ።

ስለዝኾነ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ይመፅእ ኣሎ።

እቲ ስነስርዓት ሎሚ ካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝፍፀም ተገሊፁ።

ድሕሪ እዚ ናብ ድሬዳዋ ክምዝፋኖን ኣብ መቓብር ሙስሊም ንሃገረይ ከምዝፍፀምን ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.