Fana: At a Speed of Life!

ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንምንዳይን ኣህጉርና ፅንዕቲ ንምግባርን ብሓባር ምስራሕና ክንቅፅል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኣሕዋት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንምንዳይን ኣህጉርና ፅንዕቲ ንምግባርን ብሓባር ምስራሕና ክንቅፅል ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.