Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ልዕሊ መቓብር ሓዲጉዎ ዝኸደ ሰናይ ሽምን ብዙሓት ስራሕቱን እናተዘከሩ ክነብሩ ኢም፡፡

ንስድርኡ፣ ፈተውቱን ኣድነቕቱን ፅንዓት ተመኒየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.