Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ።

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ፥ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ክመፅእ ኢዩ ኢሉ።

እቲ ስነስርዓት ፅባሕ ካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ በዝተፈላለዩ8 ምድላዋት ከምዝፍፀም ተገሊፁ።

ድሕሪ እዚ ናብ ድሬዳዋ ክምዝፋኖን ኣብ መቓብር ሙስሊም ንሃገረይ ከምዝፍፀም ተገሊፁ።

ብኣዳነች ኣበበ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.