Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና “Mintex”  ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ።

ካብቲ ኤክስፖ ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ።

ኩባኒያታት ዕደና፣ ኣፍረይቲን ለኣኽቲን ገይፀ መይፂ፣ ኣፍረይቲ ቴክኖሎጂ ዕደናን ኣምፃእቲን ከምኡውን ትካላት ፋይናንስ ክሳተፉ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.