Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።

ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ ብምእታው ካልኣይ ወፂኡ፡፡

ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን ጫልቱ በዶ 2 ሰዓት 40 ደቒቕ 56 ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡

ኣብ ውድድር ማራቶን ሶዌቶ እዚ ዓመት ልዕሊ 20 ሺሕ ተወዳደርቲ ከምዝተሳተፉ ፍልፍል ዜና ኣይ ዊትነስ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.