Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባብዌ ራሺድ ሞሐመድ ምስ ናይ ዚምባብዌ ናይ ትራንስፖርትን መሰረተ ልማትን ሚኒስትር ፀሓፊ ቴዎዲየስ ቺንያንጋ  ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ናይ ክልቲአን መሰረተ ልምዓትን ትራንስፖርቲን ልምዓት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።

ብተወሳኺ ክልቲአን ሃገራት ዝገብርኡ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘተኮረ ዘተ ብምግባር ከምዝተረዳድኡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድአ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.