Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብሳኩር ሪል ስቴት 116 ኣባይቲ ከምኡውን ብኣልሳም ግሩፕ ዝተሃነፁ 360 ኣባይቲን ሹቓት ንግዲን ከምዝተመረቑ ገሊፀን።

ነበርቲ እታ ከተማ ዘለዎም ሕቶ ኣባይቲ መንበሪ ንምምላስ ፃዕሪ መንግስቲ ንብሕቱ ዝድለ ውፅኢት ከምፅእ ከምዘይኽእል ሓቢረን።

ስለዝኾነ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.