Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ገደብ ኣሳሳ ኣብ ዝርከብ ኣተኣኻኽባ ፍሪያት ስርናይ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ዞባ ኣርሲ ወረዳ ገደብ ኣሳሳ ኣብ ዝርከብ ኣተኣኻኽባ ፍሪያት ስርናይ ተዓዚቡ።

ኣብቲ ወረዳ ኣብ ልዕሊ 987 ሄክታር መሬት ብክላስተር ዝለምዐ ፍሪያት ስርናይ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ይእከብ ኣሎ።

 

እቲ ጉጅለ ልኡቕ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ሚኒስቴራትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.