Fana: At a Speed of Life!

ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም ሃጃ ላቢብ ተዛሪበን።

እቲ ስምምዕነት ከምዘሐጎሰን ገሊፀን።

ናይ ኣፍሪካ ሕብረትን ደቡብ ኣፍሪካን እቲ ዘተ ንክዕወት ንዝገበርዎ ፃዕሪ አመስጊነን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.