Fana: At a Speed of Life!

እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።

እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ መዛዘሚ ኲናትን ጎንፂን ዘላቒ ሰላም ዘረጋገፀ ንክኸወን ንምግባር መስዋእትነት ዝኸፍሉ ሓይሊታት ትማሊ ነይሮም ሎሚ ይኹን ፅባሕ እውን ኣለዉ ኢሎም።

ናይቶም ጀጋኑ ውዕለታ ጠንካራ ሃገርን ሃገረ መንግስቲን ምህናፅ ከምዘኾነ ድማ ተዛሪቦም።

ኣብ ሃገርና ዝተጀመረ ፃዕሪ ሰላም ንክዕወት ብዙሓት መስዋእቲ ከምዝኸፈሉ እውን ተዛሪቦም።

እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.