Fana: At a Speed of Life!

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ቅዱስ ተክለ ሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም።

ትማሊ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቱ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ናይ ኩላትና ኢያ እሞ ዘይምርድዳእና ብዘተ ብምፍታሕ እቲ ዕርቂ ሓቃዊ ክንገብሮ ይግባእ ኢሎም።

ሰላም ናይ ደቂ ሰባት ህይወታዊ ሃፍቲን ነዛ ዓለም ሓደ ዓይኒን ኢዩ ኢሎም።

ኩሉ ኣብ ሃገሩ ዝነብር ሰላም እንትህሉ ኢዩ ብምባል፥ ሰላምን ዕርቅን ብምስምዖም ዝተሰመዖም ልዑል ሓጎስ ገሊፆም።

ሓሳብ ልዕልነት እንትረክብ ኣፅዋር ኲናት መሳርሒ ሕርሻ ናብ ምዃነ ኢዩ ዝልወጥ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.