Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ጅቡቲ  ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ኣድኒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም አድኒቖም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማህበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዝገለፅዎ፥ ንቐጠና ሰላምን ንድሕንነት ህዝቢን፣ ሰላምን ምዕባለን እንትበሃል ፃዕሪ ሰላም ነዝገበሩ ምስጋና ኣቕሪቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.