Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።

ብ1927 ዓ.ም ከምዝተመሰረተ ዝዝረበሉን ብርክት ዝበሉ ህቡባት ከየንቲ ዘፍረየ “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ብ1994 ዓ.ም ነቲ ናይ ሐዚ ቅርፁ ሒዙ ንክስራሕ ከምዝተገብረ ይዝከር።

እቲ ዝነበረ ምስሉ ብዝሓለወ መልክዑ 2013 ዓ.ም ዝጀመረ ስራሕቲ ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ምዃኑ ሓበሬታ ቤትፅሕፈት ከንቲባ የመላኽት።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.