Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ዝተሃነፀ ማእኸል ስፖርት መሪቖም ከፊቶም።

ብልሙድ “15 ሜዳ” እናተብሃለ ዝፅዋዕ ማእኸል ስፖረት ቅድመ ሐዚ ንምንቅስቓስ ስፖርት ምቹእ ከምዘይነበረ ተገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝገበርዎ ምልዕዓል ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ብሓዱሽ መገዲ ተሃኒፁ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እቲ ማእኸል እንትምረቕ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባ ተረኺቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.