Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ  ዑደት ገይሮም።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ ተዛሪቦም።

ከምዚ ዓይነት ፍሪያት ምሕባእን ሽርሒ ዕዳጋ ኣብ ልዐሊ ዝፍፅሙ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፆም።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.