Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።

ሚኒስትር ፕላንን ልማትን  ፍፁም ኣሰፋ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኮፕ26 ኣብ አፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ጃኔት ሮጋን ኣብ ቤት ዕዮአን ብምርካብ ኣዘራሪበን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ትሰርሖ ዘላ ስራሕ ዝጠመተ ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ።

ኣብ ግብፂ ሻርማል ሸክ ኣብ ዝሳለጥ መበል 27 ኮፕ ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ንዓለም እተካፍሎም ብዙሓት ተመክሮታት ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር፣ ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢ፣ ሀንፀት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ፣ ተሓዳሲ ሓይሊን ካልኦት ተመሳሰልቲ ስራሕቲን ኣብቲ መድረኽ ንዓለም ንምፍላጥ ፃዕሪ ከምዝግበር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.