Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብረጋግፅን ዓወት እናተኸበረ ይርከብ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሰራዊትና መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብዘፅንዕን ሰላም ብዘረጋግፅን ዘኹዕ መስዋእትነትን ዓወትን እናተኸበረ ይርከብ” ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም።

ዶክተር ኣብርሃም በላይ÷ እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ንሰራዊት ምክልኻልን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡

ሚኒስቴትር ምክልኻል ሃገር÷ 15 ጥቅምቲ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኮይኑ ንኽኽበር ምወሳኑ ካብቲ እቲ ሚኒስቴር ኣዘኻኺሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.