Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።

“ቀለበት ሓዊ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንፍቀ መዋእል” ብዝብል ርእሲ ዝተፃሕፈ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ይምረቕ ኣሎ።

እቲ መፅሓፍ ብዋናኣሰናዳኢ፣ ኣሰናዳኢን ሓጋዚ ኣሰናዳኢን ዝተፃሕፈ 360 ገፅ ዘለዎ ኢዩ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ፍሉጣት ሰባት ተረኺቦም።

ብቆንጂት ዘውዴ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.