Fana: At a Speed of Life!

ኢራን 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ክትሸይጥ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ብናይ ባዕላ ዓቕሚ ዘፍረየቶም 40 ተርባይናት ጋዝ ንሩሲያ ንምሻጥ ስምምዕነት ኩንትራት ከምዝኸተመት ተገሊፁ።

ኢራን ኣብዚ ሕዚ እዋን 85 ሚኢታዊ ዝኸውን ምስ ቀረብ ጋዝ ተተሓሒዙ ኣፅዋርን ናውቲን ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዋ ይግለፅ።

ዋላ’ኳ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ጥንኩር ዝበለቶ ማዕቐብ ተንር እምበር÷ ኢራን ዘለዋ ፍርያትጋዝ ብዕፅፊ ክተዕቢ ከምዝኸኣለት ሓላፊ ኩባኒያ ልምዓትን ኢንጂነሪ ጋዝን ኢራን ሬዛ ኖሻዲ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.