Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ሚኒስትራተን ብምዃን ኢዮም ናብታ ከተማ ተጓዒዞም።

እቶም ልኡኻት ጅማ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዓበይቲ ዓዲን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ብኣልዓዛር ታደለ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.