Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ኣባላት ካቢኔ ክልል ደቡብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ሓዊሱ ላዕለዎት ሓልፍቲ ስራሕ እቲ ሚኒስቴር ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳን ኣባላት ካቢኔን ተዛቲዮም።

እቲ ልዝብ÷ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ዝፈለዮም ሓደሽቲ ሓሳባትን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ልምዓት ክእለት፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምዕሳል ሰላማዊ ኢንዱስትሪ ዝበሉ ተግባራትን ብዝተናበበ ኩነታት ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሀበ ኢዩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.