Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈተኑ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 መጥቃዕቲታት ሳይበር ምፍሻል ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ድሕንነት መረብ ኢንፎርሞሽን ኣፍሊጡ።።

ትካላት ተመሳሳሊ መጥቃዕቲ ኣብ ዘጋጠመን እዋን ብ933 ናፃ መስመር ስልኪ ነቲ ምምሕዳር ከፍልጣ ከምዝግባእ ኣገንዚቡ።

ኣብቲ ትካል መራሒ ጉጅለ ትንተና መጥቃዕቲ ሳይበር ኣቤል ተመስገን፥ እቶም ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈተኑ ኣብዝሓ መጥቃዕቲታት ትካላት ፋይናንስን ትምህርቲን ከምኡውን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ከምዝኾነ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ገበን ሳይበር ኢ-ተገማቲ ብምዃኑ ኩሉ ግዘ ምጥንቃቕ ከምዝግባእ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.