Fana: At a Speed of Life!

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግዝኣት ባርቲን ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ተርኪ ግዝኣት ባርቲን ኣብ መውፅኢ ዕደና ብዘጋጠመ ሓደጋ ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ።

ንመንግስቲን ህዝብን እታ ሃገር ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላፅ፥ ግዳያት እቲ ሓደጋ ንዝኾኑ ስድራን ኣዝማድን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ክሳብ ሐዚ 41 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ካልኦት 11 ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.