Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ ምጥንኻር የድሊ፡፡

ኣብ ጉዳይ ኢነርጂ፣ ለውጢ ንብረት ኣየርን ህንፀፅ ዓቕሚን ብሓባር ንምስራሕ ከምዝተስማዕምዑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.