Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ጣና ፎረም ንምስታፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚነሲትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሳይንስ ተዓዚቦም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ÷ኣብ ዓውደ ምርኢት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ 2022ን ሙዚየም ሳይንስን ንምርኢት ዝቐረቡ ውፅኢታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝተዓዘቡ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ኤግዚቪሽን ሕውነት ኣፍሪካውያን ዝውክል ከምዝኾነ ኣብቲ እዋን ዑደት ምግላፆም እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.