Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።

ሳልሳይ የአዲስ አበባ ከተማ ምክር ቤት 2ኛ ዓመት የሥራ ዘመን 1ኛ መደበኛ ጉባዔ እየተካሄደ ነው፡፡

እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ንኽግበረሎም ዝቐረቡ ዛዕባታት ኣፅቑ፡፡

ናይ ሓደ ኣባል እቲ ቤት ምኽሪ ናይ ዘይ ምኽሳስ መሰል ምልዓል ሓዊሱ ቃለ ጉባኤ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብዝምልከት ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ሽመታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀሪቦም ልዝብ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.