Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኬኒያ ኣትዩ።

ኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ፥ ዝመፃእናሉ ፈልሲ ንምትካል ጥራሕ ዘይኮነስ ሕውነት ንምምስራት ኢዩ ኢሎም።

ዓለም ዝፍትን ዘሎ ለውጢ ክሌማ ኢትዮጵያ ጥራሕ ብእገብሮ ሓምለዋይ ኣሰር ምክልኻል ስለዘይከኣል ኣፍሪካዊያን ባዕሎም ንባዕሎም ተኣሳሲረን ክሰርሑ ለከምዝግባእ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.