Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበረቶ እገዳ ኣናዊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ  ቭላድሚር ፑቲን  ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው ዘንበርዎ እገዳ ኣናዊሖም።

ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ ክሬሚያ ናብ ሩሲያ ድሕሪ ምሕዋሳ ምዕራባውያን ኣፈልጦ ኣይንህብን ምባሎምን ማዕቐብ መንባሮምን ይዝከር።

ነዚ ስዒቡ ሩሲያ፥ ካብቲ ዓመት ጀሚሩ ሩሲያ ካብ ሃገራት ወፃኢ ፍሪያት ምግቢ ንዘይምእታው እገዳ ብምንባር ዓፀፋዊ ምላሽ ሂባ።

እዚ እገዳ ክሳብ 31 ታሕሳስ 2023 ዓ.ም.ፈ ንክናዋሕ ተወሲኑ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.