Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ።

ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.