Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ÷ ኣብ ዓመታዊ ዘተ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ.ኤም ኤፍ)ን ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ዲሲ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘተ ከምዝገበረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሽ በቀለ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣፍሊጦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.