Fana: At a Speed of Life!

ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይሳለጥ ኣሎ።

  • ኣብቲ መኽፈቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ
  • 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ እወንታዊን እወንታዊ ዘይኮኑን ዛዕባታት ዘጋጠሙሉ ይሩ
  • ኣብቲ ዓመት ካብዘይተሰገሩ ፀገማት፥ ጎንፅን ምምዝባልን ተረቋሕቲ ኢዮም
  • መንግስት የሰላምን የዋጋ በሚገባ የተገነዘበ በመሆኑ ከማንም ጋር ያለ ቅደመ ሁኔታ ለመደራደር እድል ማቅረቡ ይታወሳል፤
  • መንግስቲ ዋጋ ሰላም ዝተረደአ ብምዃኑ ምስ ዝኾነ ይኹን ብዘይቅድመ ኩነት ንምድርዳር ትልሚ ምቕራቡ
  • መንግስቲ ንሰላም ዝኸፈቶም በሪታት ከምዘይዓፁ ገሊፀን
  • ሐዚ እውን ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ንምድርዳር ፃውዒት ኣቕሪበን
  • ኣፈላላይ ብዘተ ንምፍታሕ ዕድል ንክንህብን ኣብ ጎኒ ኮሚሽን ዘተ ንክንስለፍን ሓደራ እብል
  • ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኲናት ብሰላም ንክፍታሕ ናይ ኩለላትና ፃዕሪ ይሓትት
  • ሕብረት ቻፍሪካ ዝጀመሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንክኸውን እምነተን ገሊፀን።
  • ንዓቕሚ ዘይብሎም መንበሪ ብምስራሕን ብምሕዳስን ኣገልግሎት ወለንታዊነት ብምክያድ ውፅኢት ምምዝጋብ ከምዝከኣል ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.