Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባታት ብሄረሰብ ማጃንግን ንሰራዊት ምክልኻል 6 ሚሊየን ብር ዝገመት ሓገዝ ተገይሮም፡፡

ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ ንሰራዊት ምክልኻል 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዝገበረ እንትኸውን÷እቲ ሓገዝ ድማ ናይ ማሕረዲ እንስሳት ሓዊሱ ምግቢን ናውቲን ኣበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ ንሳልሳይ እዋን ዝተገበረ ከምዝኾነ ዝተሓበረ እንትኸውን÷ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺ ከምዝቕፅል ምግላፁ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ብሄረሰብ ማጃንግ ብግድኡ÷ ንሳልሳይ ዙር 2 ሚሊየንብር ዝግመት ንማሕረዲ ዝኾኑ እንስሳት ብምግባር ደጀንነቱ ከምዘርኣየ ተገሊፁ፡፡

ብትእግስት ኣስማማው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.