Fana: At a Speed of Life!

ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ።

እቲ መድረኽ  “ድር ቢያብር አንበሳ ያስር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ካናዳን ኣሜሪካን  ብዝርከቡ ኣወዳድባታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ብቨርችዋል ክካየድ ኢዩ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣብ ክልቲአን ሃገራት ዘለዉ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ ከምኡውን ኣመራርሓ ኣወዳድባታትን ኣባላትን ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብምስታፍ 400 ሺሕ ዶላር ክእከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.