Fana: At a Speed of Life!

ርክብ ኢትዮጵያን ኬኒያን ኣብ ሓበራዊ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃንፀ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ንዝመፅኡ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ተቐቢሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ኣብ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ዝተሃንፀ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ፃንሒቶም፥ ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት ዛዕባታትን ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.