Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ሰራሕተኛታት ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ዝለዓለ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዝነበሮም ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ኣፍልጦ ይህብ ኣሎ።

እቲ ኣፍልጦ፥ መዓርግ፣ ሹመትን ሽልማትን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሜኔስትር ገንዘብ እዮብ ተካልኝ፣ ኮሚሽነር ጄነራል እቲ ኮሚሽን  ዳመና ዳሮታ፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል መዓዛ ኣሸናፊን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ኣብቲ መድረኽ ኣትሌት ኮማንደር ደራርቱ ቱሉ ፍልይቲ ተሸላሚት እቲ ዕለት ከምዝኾነት ኦብኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.