Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተራት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ሴናተራት ኣሜሪካ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።

ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብኣቦ መንበር ኮሚቴ ወታደራዊ ኣገልግሎት ሴናተር ኣሜሪካ ጀምስ ኢንሆፍ ዝተመርሐ ጆን ሞዝማንንን ማስተር ማሪዮን ማይክን ዝተሳተፉሉ ጉጅለ ልኡኽ ኢዮም ተዛቲዮም፡፡

እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብን ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.