Fana: At a Speed of Life!

ኣብ በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝኽበር  በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ።

ጎደናታት እታ ከተማ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳት ብዝማዕረጉ ኣጋይሽን ዝተፈላለዩ ዜማታት ብዘስምዑ መናእሰይን ማዕሪጎም ኣለዉ።

እቲ በዓል ብሰላማዊ መገዲ ንምዝዛም ፎሌታት፣ ሓይሊታት ፀፅታን ነበርቲ እታ ከተማን ብምትሕብባር ይሰርሑ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ብሃብታሙ ተክለ-ሥላሴን ኣብርሃም ፈቀደን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.