Fana: At a Speed of Life!

በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ዳሜራ ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል መስቀል መሰረት ብዝገበሩ ዝማሬታት፣ ስብከተ ወንጌል ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ መርሃ ግብሪታት ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኸበረ ይርከብ፡፡

ኣቦታት ሃይማኖት፣ ከንቲባ ከተማ ጎንደር ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተኸተልቲ እቲ እምነትን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም።

ኣብ ጎንደር ጎንደር ዳሜራ ዝስራሕ ቅድሚ በዓል መስቀል ሓደ መዓልቲ ኣቐዲሙ እንትኸውን ዳሜራ ዝውላዕ ድማ መስቀል መዓልቲ ቀትሪ ከባቢ ሰዓት 7:00 ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም http://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.