Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ዝተምሃሩ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመበል 14 ግዘ ብዓውዲ ሕክምና ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ከምህሮም ዝፀንሐ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ዶ/ር ሁሴን ቃሲም፣ ፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶ/ር በሽር ኣብዱላሂ፣ ስድራ ተመረቕቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

እቲ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ዕለት 704 ተምሃሮ ዘመረቐ እንትኾን፥ ካብቶም ተመረቕቲ እቶም 428 ብዓውዲ ሕክምና መጀመርታ ዲግሪ ዝተመረቑ እዮም፡፡

እቶም ዝተረፉ ተምሃሮ ብኣመራርሓ ትምህርቲ፤ ሶሽዮሎጂ፤ ምምሕዳርን ኣካውንቲነግን ትምህርቶም ድሕሪ ምክትታሎም ዘመረቖም እዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.